top of page
Ambebli.jpg

እዚ ቃላት ቀለም ወርቂ ዝብል መዓስ መንእሰይ ተጋዳላይ ኢሳያስ ተዛሪብዎ እንተነቢብና ዝሓስቦ ራኢ- ኣምነቱን ቆራጽ ጉዕዝኡን ጉሊሑ ዝተርእየሉ ምኻኑ ብቐሊሉ ክንርዳእ ንኽእል ኢና ፡ ነዚ ራኢን እምነትን 1967 ክገልጽ ከሎ ዕድሚኡ ኣብ ግምት የእቲና ዛዕብኡ ክንሓስብ እንተኪኢልና ከመይ ዝብለ ቅኑዕ ሃብታም-ጂር ከምዘልአ ከምዘለዎ ኢና ክንርዳእ ንኽእል  

ስእሊ ተጋዳላይ ኢሳያስ.jpg

ብኣካል ንረሓሓቕ

ብመንፈስ ግና ሓደ ንኹን

ንምድሓን ኤርትራ

ኩልና ከም ሓደ

ሓደ ክንዲ ኩሉ ..... ደው ንበል!

ሎሚ ቅድሚ ሃገር ህዝቢ

ሃገር ክትህሉ ህዝቢ ክህሉ ኣለዎ!

bottom of page