top of page
ትፈልጥዶ ወያነ ብብዝሒ ብላገርስ ቆጺራ ከም ዘላ?
ወያነ ብዝሖም ልዕሊ 300 ዝኾኑ ብላገርስ ዝቐረትሉ እንኮ ንጹል ምኽንያት
ንሓንቲ ንጽልቲ ሓሶት ካብ 300 ሚእቲ (ተጻረፍቲ) ብላገርስ 2500 ሕሳብ ብላገርስ ከፊታ ኣብ ኢንተር-ነት ሸማሕ ምባልዩ ቀዳማይ ዕማሞም, ንሓንቲ ጸርፊ ብሰናቲም እናተኸፍሉ ክጻረፉ ምዃኖም ምስጢር ኣደባባይ ካብ ዝኸውን ሓያለ ኣዋርሕ ኮኑ'ሎ ፡ ቀዳመይቲ ዕላምኦም ድማ ኣንጻር ኤርትራ ክኸውን ምዃኑ ኣይትጠራጠሩ... ብኹሉ መኣዝን ብዘይካ እኽሊ ትኳቦን ድጎማ ምዕራብን ክትነብር ዘይትኽእል ሃገር ኣብ ደንደስ ምቅይያር ኣላ, ጥራይ ከም ቀደምና ንተዓገስ, እቲ ዘይተርፍ ኣይክተርፍን'ዩ
bottom of page