top of page
ግጥምታት
ሕርሻ ፍቓዱ
እዚ ቃላት ቀለም ወርቂ ዝብል መዓስ መንእሰይ ተጋዳላይ ኢሳያስ ተዛሪብዎ እንተነቢብና ዝሓስቦ ራኢ- ኣምነቱን ቆራጽ ጉዕዝኡን ጉሊሑ ዝተርእየሉ ምኻኑ ብቐሊሉ ክንርዳእ ንኽእል ኢና ፡ ነዚ ራኢን እምነትን 1967 ክገልጽ ከሎ ዕድሚኡ ኣብ ግምት የእቲና ዛዕብኡ ክንሓስብ እንተኪኢልና ከመይ ዝብለ ቅኑዕ ሃብታም-ጂር ከምዘልአ ከምዘለዎ ኢና ክንርዳእ
ንኽእል
bottom of page