top of page

ንሕናውን ንብሎ 'ለና

ንመስከረም.ኦርግ

 

 

 

 

 

 

ናይ ኣምሓራ ሚድያ ንኢትዮጵያ የናቑትዋ ኣለዉ።

ቂሮ ተውጢሖም ንወያነ፣ ሕጂ ኽኣ ንኣቢይ ተውጢሖም ንቄሮ? እዚ እኩይ ማክያቭላዊ ስራሕ ንኢምጵራጦርያዊት ኢትዮጵያ ንምምላሰ ዝዓለመ ሰላሕታዊ ቃልሲ ዝተቓልዔ እዩ ዝመስል ዘሎ። ንወዲ ሃይለ ስላሴ፡ ኣቢይ" ነፍጠኛ ዝበለ ሰልፊ ኣሞቦ መግለጺኡ ድዩ?

እዚ ናትና ኢዱ ከይእቱ ሓልዉልና።

እንታይ ክብል ደልዩ እዩ እዚ ተሓላቒ ጸሓፊ , ናበይ ገጹ እዩ ንፋሓኽ ዘሎ ! እዛ ምንፍሓኹስ ”,“እዛ ብርኩታ እምኒላታ እዩ ዘብለና።እዚ ጽሓፊ እዚ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣየቕሰኖን፡ ኣብ ኤርትራ ዝነበሩ ዓማዊሉ ኣየሐጐስዎን , እቲ ምንፍሓኽ ኣንፈቱ ንመቐለ ምዃኑ ክንዕዘቦ ጸኒሕና ኢና ኣይከምሎምን ግና , በላዕ ሞባእ ባዕሉ ይለፋለፍ እንተበሉናስ ከምዚ እዩ።

  

 

ኣይ ወርሒ ኣይ ክልተ ውርሒ፡ መገሻ ፕረሲደንት ኢሰያስ ንሱዳን ንምንታይ፤ ቀጺልካ ንደቡብ ሱዳን፡ ቀጺልካ ንርሕቕ ዝበላን ናብ ኣካባቢና ዘለዋን መገሻታት ንምንታይ? ድሕሪ ምኻዱ እንታይ ዝፍንጀር ፈንጂ ኮን ይህሉ? እዛ ዶብ ክስገሩ ዝተረኽቡ ቅተልዎም እትብል ምስ እዚ ክትዛመድ ትኽእልዶ፡፤ዳሓር ክኣ በዚ ሎሚ ንመን ኣሚኑን ንመን ገዲፉላን ይኸይድ ኣሎ

3-

ንህዝቢ አብ ዝዓደመ ኣኸባታትን ሰሚናራትን ህግደፍ ብሰላም ምስታነቶም ህግደፍ ኣብ ዲያስፖሮ ብንብረት ጆህ ሒዞ ኣሲርዎም ዘሎ ዘጋትትና፡ ናጻ ንምውጻእ ኣብ ዲሞክራስያዊ ጽምዶ ምእታው፡ ንለውጢ፡ እንተ ብግሁድ እንተ ብምስጢር ክድግፉ ምግባር

 ህግደፍ፡ ኣብ ወጻኢ ብትካልን ብውደባን ንዘካይዶ ኢሕጋዊ ስርሓት፡ምንቅስቓሳትን፡ ብመሰረት ሕግታት ናይቲ እንነብሮ ዘለና ከባቢ/ሃገራት ብሕጊ ምትሕሓዞም። ብስም ህዝቢ ኤርትራ (ብዘይ ኣፈላላይ፡) ብመንግስቲ ከም መኽሰብ-ኣልቦ ዝተመስረታ ኮማት

  • ብህግደፍ በደል በጺሑና ኢሎም ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝሓተቱን ዝሓቱ ዘለዉን፡ ኣብ ናይ ህግደፍ ንጥፈታት ዝሳተፉ ተኽታቲልካ መጠንቀቕታ ምሃብ..ኣይፋልኩምን ምባል።

  • 12-14-19 

  • ሕጂኸ ናበይ? እንታይ?
    ንወያነ ቀርቂርካ  ወይ ግደ ወያነ ጎሲኻ፡ ጉዳይ ዶብን ብጉዳይ ኣብ ልዕላዊ መሬትና ዘሎ ሰራዊት ኢትዮጵያን መዕለቢ ክርክብ ይኽእልዶ? ፍትውት ወያኒ ዘይኮነ፤ ቁሊሕሊሕ ዝብል ወድዕነት እዩ። ነዚ ኣብ ግምት ዘይእተወ ዝኾነ ስጉምቲ ምቱኽታኽ ህውከት እዩ። ኣቢይ ምስ ኣሕዋቱ ተጋሩ ይላዘብ። ሕቶ ዶብ ደጊም፡ ምኽንያት ዳግመ ኲናት ምስ ኢትዮጵያ/ትግረይ ክኽወን ክፍቀድ የብሉን።

bottom of page