top of page
ግጥምታት
ሕርሻ ፍቓዱ
Title. Double clic
ክብርን ሞጐስን ንሰማእታትና
Big Title
ንሓደ ህዝቢ
ሓደ ልቢ
ንመትከል ህዝቡ
ልኡኹ ባዕሉ
ዓጽመ-ስጋኡ ከፊሉ
ነታ እንኮ ዝውንና
ሂወቱ
ንዓኣ ጥራይ ወኒኑ
ህያው ዝኸውን
ንዓኣ መኒኑ.....ርእሱ ዘይደንን
bottom of page